ሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ የደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 24, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ :ኣብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ ፤
2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/04/2012 ክሳብ 23/04/2012 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንሰን ምምሕዳር ንብረት ቁፅሪ 62 ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት
3 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-420046