ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 21, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዕለት 20/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 9:30 ይክፈት

3 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728/72 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s