ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ኣብቲ ወረዳ ንዘለዋ ብጉምሩክ ዝተወረሳ ከፍቲ ተባ 23 ኣን 14 ድምር 37 ከፍቲ ብሓራጅ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 1, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
bidding: search status closed

1 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ በዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ወይ ድማ በስፒኦ 1000 ቅርሺ  ከትሕዝ ዝክእል

2 ጨረታ 01/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብለኸ ይክፈት

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 55 06 72 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ