መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ካብ ናይ 2008 ዓም በጀት ናይ ሞዴል CAM28ct/PA180 ቻሲ ቁፅሪ CKDJP2p1200000141 ዝኮነት ሬኖ ኣዉቶብስ መኪና መፀገኒ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ታሕሳስ 3, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒ
- በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2007/ 2008 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ምስ መቅረባይነት ደፍተር ዝተሓደሰ ቲን ነምበርን ፎቶ ኮፒ ምስ ኦርጅናል ኣተሓሒዙ ዘቅርብ
- ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ 2008 ዓም ናይ ወርሒ ሕዳር ዲክላረስዩን ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
- ተጫራቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 1 /04 /2008 ዓም ክሳብ ዕለት 15/ 04/ 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ቅድሚ ቀትሪ ዘይምለስ ብር 30 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ መስራቤትና ደ /ከ /ስ /ፋ /ን/ ም/ ርን ቢሮ ቁፅሪ ገዛ ክወስዱ ይክእኩ
- እቲ ጨረታ ሰዓት 3 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ይኩን ኣብ ዘይተረከብሉ ይክፈት
- ተወዳደርቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 5,000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
- እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ማህተም ፊሪማን ተገይሩሉ ብፖስታ ተዓሺቡ ክቀርብ ኣለዎ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለዉ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብሰልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይከኣል