ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል 1 ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ ዕድጊትን ፅገናን ናይ መብራህቲ ኣቅሑት ዕድጊትን ፣ 2 ናይ ኣዳራሽ ወንበር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 29, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለኩም
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘቅርቡ
4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩንሉን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩኩም
5 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 29/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
6 መኸበሪ ጨረታ ንምድብ 1 10000.00 ብር ንምድብ 2 6000.00 ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 ሳንዱቅ ጨረታ 30/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 44 45 32 28