ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት መቀፀልታ መስፋሕፍሒ ቤተ ንባብ ጎልጎል ነፃ ቀበሌ 06 ንምስራሕ ብደረጃ 7 ልዕሊኡን GC/BC ኮንትራክተር ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዝተሓደሰ
2 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ፍቃድ ተኻናተርቲ ዘለኩም ናይ መቅረባይነት
3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክሌሬሽን ዝገበርኩምሉ መረዳእታ
4 እቲ ስራሕ ኣብ 420 መዓልትታት ሰርሑ ዘረክብ
5 መኸበሪ ጨረታ 150000.00 ብስፒኦ ዘትሕዙ
6 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅሪ 03 ካብ 13/04/2012ክሳብ 03/05/2012ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
7 ጨረታ 04/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት::
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 10 13