ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ ህትመት ፡ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ሰርትፊኬት ዘለኩም
3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩምን
4 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክትከፍሉ ትክእሉ
5 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/04/2012ዓ/ም ክሳብ 14/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ
6 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት15/04/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ምድዋል ይከኣል