ትካልና ኣብ ዉቅሮ 2ተ ኣዉላዕ ዝርከብ ኣብ ምፍራይ ዉፅኢት እምነበረድ ዝነጥፍ እንትኮን ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ፣ ቁርፅራፅ ሓፂን መፂን ፣ ናይ ግራናይት መቁረፂ ሓፂንን እምኑ መሰርሰሪ ሓፂን ፣ ጎማ ፣ ባትሪ፣ ቁርፅራፅ ካቦ፣ ኣረጊት ቆርቆሮ ፣ ዘገልገሉ ራበርት፣ በርሚል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ ከፈላይ ምዝገባ ሰርትፊኬት ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ሲፒኦ ብር 10000.00 ብትካልና ሽም ዘትሕዝ
4 ካብ ፋብሪካ እምነበረድ ሰማያታ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከልዕል ዝኽእል
5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ
5 ጨረታ ዕለት 13/04/2012 ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ 14/04/2012 ሰዓት 4፡00 ይክፈት
6 ድርጅቱ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 30 46 77 01