ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ዘገልገሉ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊ ዝዉገዱ ንብረታት ዝተፈላለዩ ናይ ኣብያተ ትምህርቲ መፃሕፍቲን ስብርባር ተምሃሮ ዴስክታትን ናይ ሴክተራት ጎማ ናይ መካይን ስፔራት ወናብራት ዝተፈላለዩ ንብረታት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,500.00
bidding: search status closed
1 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 07/04/2012ክሳብ 17/04/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ
2 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/04/2012 ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በዚ ዕለት 20/04/2012 ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ይክፈት
3 መከበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ሲፒኦ ወይ ካዓ ጥረገንዘብ ብር 25000.00
4 መሸጢ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብር 50
5 እዚ ጨረታ ንቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10 /09 14 01 04 87