ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ መቐለ ንፅ/ፅባቀን ክ/ከተማ ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ እንዳ ኪዳና ምህረት ዓባይ ዓዉሒ ክሳብ ትራንስ ካብ ኣጅብ ክሳብ መገንፀሊ ምም/ር ክ/ከተማ ሰሜን ዘሎ ሚድያ ናይ ግሪነሪ ምልማዕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከልምዕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2011/12 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ፣ ዝ/መቅረባይ ሰርተፊኬት ፣ ቫት ተመዝገብቲን ናይ ቀረባ እዋን ዲክልረሽን ከቅርብ ዝክእል
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 08/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽክፋል ጨረታ ሰነድ
3 ጨረታ መኸበሪ ናይ ግሪነሪ 10000.00 ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጠረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ቸክ ብሽም ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ከትሕዝ ዝኽእል
4 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ክሳብ 22/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናይ ድ/ሰ ይኸዉን
5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 54 76