ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ኤሌክትሪክ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ፅገና መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 2, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 2, 2012 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ቢሮ ቁፅሪ 136 ካብ 10/04/2012ዓ/ም ክሳብ 01/05/2012 ሰዓት 11፡00 እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ
2 ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ብኣካል ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 03 44 48 10 35 /03 /44 48 00 11