ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 9, 2012 5:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 7, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 07/04/2012ዓ/ም ክሳብ 09/04/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 5፡00 ቅ/ቀ ከተቕርቡ ትክእሉ

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፊኬት ቲን ናይ መቕረባይን ሰርትፊኬት ፎቶ ኮፒ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ጨረታ መደብ

s