ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ምርምር ሕርሻ መቐለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቲን ናምበር ዘዉፃእኩም

2ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ዕለት 03/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 07/04/2012 ዓ/ም

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408029 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s