ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ካብ ጥሙር በጀት ዝረኮቦ ገንዘብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት 

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ  ዕለት 02/04/2012 ክሳብ ዕለት 06/04/2012 

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 07/04/2012 ሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ ሰዓት03፡30 ይክፈት

4ቤት ት/ትና ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ - 03 42 41 18 50 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s