ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራዝ ዝተዋደደ ልምዓት ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈቱ ዝኮና ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ ቀበሌ 03 ካብ ኣሉላ ሆቴል ክሳብ ክላስተር ሼድ ሓዱሽ ናይ ዋና እስፋልት መብራህቲ ዝርገሐን ኣብ ሕሉፍ ዝተሰርሑ ብመኪና ዝተገጨዉን ብጨረታ ንምስራሕ ኮድ CIV/ CW /01 2012 ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካልን ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ዘለዎም ናይ ምግጣምን ናይ ምፅራይን መንገዲ መብራህቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ብ ደኣንት ዝተወሃበ
2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩም
3 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን
4 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ዘለኩም
5 መኸበሪ ጨረታ 10000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ተጫረቲ ነቲ ዝሰዓርዎ ፕሮጀክት ኣብ 150 ተካታታሊት መዓልትታት ሰርሑ ዘረክቡ
6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ከ/ዕ/ፋ/ም/ር/ን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ
7 እዚ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 29/03/2012ዓ/ም ክሳብ 20/04/2012ዓ/ም
8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 20/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 46 11 47 /09 14 20 26 05 /09 14 75 43 18