ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከጋዕዝ ይደሊ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 27, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ብዝኮነ ዓይነት መኪና ናይ ደረቅ መዓዓዝያ ከጋዕዝ ዝክእል በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ሊብረ ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ
2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም እስካብ 02/04/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 02/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት
3 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ መኸበሪ ብር 5000 ከትሕዝ ዝክእል
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03