ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ቀለም plotter ink ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 29, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ከተቕርቡ እትክእሉ

3 ቫት ተመዝገብቲ እንተኮንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ኽኸዉን ይግባእ ፣ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለር

4  ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓ ካብ ዕለት 25/03/2012 ክሳብ 29/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸዉን

5 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344-418556 ምርካብ ይካአል እዩ

ጨረታ መደብ

s