ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ መጋብያ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝተመደበልና ንዝተፈላዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና እስፔር ፣ ናይ መኪና መፀባበቂ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 24, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ቲን ናምበር መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

3 ናይ መቕረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንን

4 ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

5 መኸበሪ ጨረታ ንመኪና ስፔር 5000 ንመኪና መፀባበቂ 1000

6 ሰነድ ጨረታ ብነፃ ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን ቢሮ ቁፅሪ ምዉሳድ ይክእሉ

7 ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ትካልና ከቅርብ ዝክእሉ

8 ምልከታ ጨረታ 23/03/2012ዓ/ም ክሳብ 07/04/2012 ዓ/ም ዝፀንሕ ይከዉን ጨረታ 08/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ንጉሆ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 48 00 28 ይደዉሉ

ጨረታ መደብ

s