ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቅሑት ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 29, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 መቅረባይነት ካርድ ቲን ናምበር

2 ናይ ተወዳደርቲ ሽምን ፌርማን ማህተም ክህሉ ይግባእ

3 እቲ ዝቐረበ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኮዉን ይግባእ

4 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

5 እዚ ጨረታ ካብ ሎሚ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ጀምሮ ክሳብ 28/03/2012ዓ/ም ምኻኑ ንሕብር

6 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡30 ይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s