ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ሄድ ሌተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ከተሐትም ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ቫት ቲኦቲ ዝተመዝገብኩምሉ፣ ናይ መቕረባይነት
4 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 17/03/ 2012 ክሳብ 23/03/ 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
5 እቲ ፕሮፎርማ 23/03/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44