ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዩኒፎርማ ንደቂ ኣንስትዮ ንደቂ ተባዕቲዮን ካብ መቅረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስፊ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2012 9:45 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም
2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም
3 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት
4 ኣብ ቲኦቲ ወይ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ
5 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይካኣል
6 መከበሪ ጨረታ ብር 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ሲፒኦ ብሽም ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ዝተሰርሐ ኣብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቕረብ
7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 17/03/2012ዓ/ም ክሳብ 26/03/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 8፡00
8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 26/03/2012ንጉሆ ሰዓት9፡45 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 10፡00 ይክፈት
9 ትካልና ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ
ኣድራሻና ፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትዉ ኢልካ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ኣድማስ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 01 38