ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ኣብ እንታይነትን ስራሕቲ ንብረት አእምሮ ሳዕቤናት ጥሕሰት ንብረት አአምሮ ዝዓበየ ዓድታት ኣብ ኣጠቃቅማ ሙሁዙን ፈጠራን ዘለዎም ተመክሮ ብዘርኢ መንገዲ ክሰርሕ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2012 11:25 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም
2 በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ
4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ
5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 17/03/2012 ክሳብ 19/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል