ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ኣብ 1ይ ወያነ ንዝረከቡ ተኣረምቲ ሕጊ ን2012ዓ/ም ዝዉዕል ደረቅ ባኒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2012 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቕርብን ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኮኑን

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን እቲ ምልክታ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ሲፒኦ 3000 ብር

4 ሰነድ ዝዕፀሉ  ዕለት 06/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከባቢ ጅብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 400 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s