ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ኬሚካልን Filter paper ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2012 4:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትኽእሉ
2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቲን ሰርትፊኬት
3 ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ
4 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 16/03/2011ክሳብ 19/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122 ምድዋል ይከኣል።