ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቑሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ
2 ናይ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ፣ ዋጋ ዝቐርብ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ይግባእ ፣ ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ
4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ
5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 15/03/2012ዓ/ም ክሳብ 29/03/2012ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት
6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 58 56