ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ንብረታት ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 16, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 13, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲንናምበር ቫትን ከትሓሕዝ ዝክእል
2 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም- 15/03/2012 ዓ/ም
3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/03/2012 ሰዓት 3፡00 ይኸዉን
ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 46 74 ምድዋል ይካኣል