ቤት ፅሕፈት ምምሕደር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ቐፂሉ ንዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔራት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኹምን
2 ቲን ረጂስተር ዝተመዝገብኩም
3 ናይ ዘመኑ ሓዱሽ ሰርትፊኬት ዘለኩም
4 VAT ተመዝገብቲ ዘኮንኩም
5 ጨረታ መክበሪ ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ብ CPO ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 አሸናፊ ምሰ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 7ተ መዓልቲ በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 15ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቕ ዘይምለስ ብር 30 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ኸፊሎም ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብምምላእ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እናዓደምና እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 01/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ምኻኑ እናሐበርና ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ