ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓድግራት ዝርከብ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 በቲ ዝተጠቀሰ መስፈርት መሰረት ኣማሊኡ ንከቕርብ ዉዕሊ ዝአስር

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ካብቲ ጠቕላላ ዝተመልአ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ብብር ወይካዓ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ተከፊቱ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣብ ትካልና ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ናይ ትካል ፋይናንስ ዘይምለስ 50 ብር እናኸፈለ ምውሳድ ይክእሉ

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ 09/03/2012ዓ/ም ክሳብ 19/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብኮሚቴ ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 42 11

ጨረታ መደብ

s