ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሴፍትኔት ቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ብረታ ብረት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 17, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ምስ ዋንኡ ዝተረጋገፀ ባት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ መስከረም 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበረን
2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 09/03/2012ዓ/ም እስካብ 17/03/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምዉሳድ 17/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት
3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03