ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ፈርኒቸር ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 10, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር
2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ
3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ምቅራብ ይካኣል
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ቤት ማዛጋጃ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37