ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት / ናይ እክሊ መዴደሪ ጣዉላ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ
2 ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ፣ ቲን ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም
3 ተጫረቲ ካብ ዘቕረበዎ ጠቕላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ዉሕስና መኸበሪ ብስፒኦ ዘትሕዙ
4 ጨረታ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ