ኤጄንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 410 4ይ ደብሪ ህንፃ ዝርከብ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 23, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ኣብ ኤጄንሲና ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይኩእሉ
2 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ መለለይ ግብሪ ቲን ናምበር ናይ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዝተገበረሉ
3 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብስፒኦ ዘትሕዙ
4 እቲ ዝምላእ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክምላእ ይግባእ
5 እቲ ጨረታ 22/03/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምሳራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 29 65