ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ቆጠብቲ እቶናት ባሕላዊ ምድጃ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሱ ቲን ናምበር
2 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ 09/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ.ሰዓት
3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 09/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09