ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ ጣብያታት ንዝስርሑ ናይ መስኖ ማይ ስራሕቲ ራህያታት ካዕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ 2011ዓ/ም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤
2 መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤
3 ተወሳኺ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኾኑን ናይ ወርሒ መስከረም 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤
4 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ኾይኑ ከትሕዝ ኣለዎ።
5 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከ/ስ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50.00 ጥራሕ ቅርሺ ይኸውን።
6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 03/03/2012ዓ/ም ክሳብ 11/03/2012ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 11/03/2012 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።
7እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343-400033 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።