ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣጎልግሎት ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝዉዕሉ ክልተ እግረን ሞተር ሳይክል፣ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ ዋና ምስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎምን
3 ናይ ወርሒ መስከረም 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ዝተሓደሰ ወረቀት ምሰከር መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክአሉ
5 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክሰ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
6 መኸበሪ ጨረታ ን 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 1 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
8 ምልክታ ጨረታ 04/03/2012 ክሳብ 18/03/2012 ዝፀንሕ ይከዉን እቲ ጨረታ 19/03/2012 ሰዓት 3፡00 በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 01 83 ብምድዋልን ብኣካል ቀሪብኩም ምሕታት ትክእሉ