ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሱ ቲን ናምበር

2 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ.ሰዓት

3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s