ዞባ ምዕ/ማእ/ቤት ፍርዲ ምድብ መጋባእያ ሑመራ ኣብ 2012ዓ/ም ዘበን በጀት ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ መኪና መገየየፂ፣ ናይ ሳይክልን ጎማን ካላማደርያን ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቲን ናምበር መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 ናይ መቅረባይ ኣቕሓ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 1/03/2012ዓ/ም ክሳብ 03/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 09 14 74 18 52  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s