ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንኣትሌታት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ወክ ጫማ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 3, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 1, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 01 /03/2012 ዓም ክሳብ 03/ 03 /2012 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል

2 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 00 74 68

ጨረታ መደብ

s