ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ማይ ከተማ ነበለት ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘለዎም መገጣጠምታትን መቀያየርን መስመር ማይ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2012 6:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 8, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉ
2 ግብሪ ከፈልቲ ቲን ቁፅሪን ዘለዎም
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅርቡ
4 መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ 10000.00 ብር ከትሕዙ ዝክእሉ
5 እቲ ጨረታ 8/03/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት
6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ስቁ 03 43 28 00 38