ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንኣጎልግሎት ዝዉዕል ዘርኢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 15, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ
2 መፍለይ ቲን ናምበር ከፋላይንት ግብሪ ዘለዎ ዘለዎም
3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ
4 ተመዝቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ብእዋኑ ሒሳቡ ዘፍለጠን
5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 29/02/2012ክሳብ 14/03/2012ዓ/ም ይከዉን
6 ጨረታ ዝዕፀወሉ 15/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት
7 ጨረታ ዝክፈተሉ 15/03/2012 ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
8 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ምዉሳድ ይካኣል
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 6401 72