ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 3, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/03/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይግበር
3 ዕለት 02/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 11፡30 ድማ ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 37 05 92