ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ቅድም ክብል ብክራይ ሊዝ መልክዕ ተወሲዶም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት ማለት ቫይቭሬተር ቴብል ትራንስፖርት ወገን ፕሪካስት ሞልድን ሚክሰርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 10, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል
2ተጫረቲ እዚይ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ ብር 30 እናከፈልኩም ካብ ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ኣማ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ኣብ መሬት ኮይኑ ንምዕራብ ገፅ ዝርከብ ካዛ ክፈሊ ዕደጋ ፋይናስን ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ስራሕ ሰዓት ቀደማ ድማ ክሳብ ሰዓት 6:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትክእሉ
3 እቲ ጨረታ ዕለት ሕዳር 09/2012 ዓም ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ስራሕቲ ንግዲ ኣማ ክፍሊ ፋይናንስ ብግለፂ ይክፈት
4 ትካልና ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ09 14 15 22 69 /03 42 40 02 51