ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ሐደ ዋጋ መቅረቢኩም ክሳብ ዕለት 25/02/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

2 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ንግዲን ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ መቕረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 25/ 02/2012 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46/ 03 44 40 36 63

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s