ቤት ማዘጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ተቕርቡ
2 ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ 19/02/2012ዓ/ም ዕለት 21/02/2012ዓ/ም
4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-220008/0945-796262 ምሕታት ይከኣል፤