2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሃደሰ
2 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ
3 ቫት ዝተመዝገበ
4 2 % ዊዝ ሆልድ ታክስ ዝከፍል
5 ናይ መቕረባይነት ፍቃድ ዘለዎ ኮፒ ዘቅርብ
6 ጨረታ ካብ 18/02/2012 ክሳብ 20/02/2012ዓ/ም ይፀንሕ