2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሃደሰ

2 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ

3 ቫት ዝተመዝገበ

4 2 % ዊዝ ሆልድ ታክስ ዝከፍል

5 ናይ መቕረባይነት ፍቃድ ዘለዎ ኮፒ ዘቅርብ

6 ጨረታ ካብ 18/02/2012 ክሳብ 20/02/2012ዓ/ም ይፀንሕ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s