ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ቅድን ስፌትን፣ ኤሌክትሪክ፣ ፈርኒቸር፣ ኪራይ መኪና ፣ ስነ ፅባቐ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011/12 ንግዲ ፈቃድ ዝተሓደሰ
2 ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ዲክለሬሽን መረዳአታ
3 ዝተሓደሰ መቕረባይነት
4 ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር
5 መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብጠረ ገንዘ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዙ
6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምግዛእ ይክእሉ
7 ተጫረቲ መወዳደሪኹም ካብ 17/02/2012ዓ/ም ክሳብ 05/03/2012ሰዓት 3፡30 ምቅራብ ትክእሉ
8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት
9 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 94 98