ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብ ጨረታ ንክተወዳደሩ ሕጋዉያን ነጋዶ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 13, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት
- ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበን ምካኑ ብቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ ሆስፒታል ብዘቀመጦ መቅለፂ መሰረት ከቅርብ ዝክእል 30 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ
- ተጫረቲ መግለፂ ዋግኦምን ሰነድ ጨረትኦምን ዋናን ቅዳሕን ብምባል ንንበይኖም ብክልተ ፖስታ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ተዓሺጎም ኣብ ሆስፒታል መቀለ ደ/ ከ/ ስ/ ዕ /ፋ/ ምም ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 62 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ
- እዚ ዘየማልእ ተጫራታይ ግን ዉድቂ ይከዉን
- እቲ ጨረታ 20 ሕዳር 2008 ዓም ሰዓት 5 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡ 00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ሆስፒታል መቀለ ደ/ ከ/ ስ/ ዕ /ፋ/ ምም ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ5 ይክፈት
- ተጫረተቲ ዝሰዓርዎ ኣቅሓ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ ዕለት ጀሚሩ ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ይገብሩ
- ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ መድሓኒት ሆስፒታልና ኣብ ዝደልዮ ግዘ ብእዋኑ እንተዘይኣቅሪቦም ኣብ ስራሕቲ ሆስፒታልና ንዝፍጠር ምትእጉጋል ብመምርሒ ዕዳጋ ተሓተቲ ይኮኑ
- ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድ ን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፊርማን ክዓርፎ ኣለዎ
- ቢሮና ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344400246 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል