ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ካብ ሰፋትኔት በጀት ዝተቀነሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርሩ ንብረታት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ቲን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ መቅረባይነት

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ክሳብ 19/02/2012ዓ/ም ይፀንሕ

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ 19/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 43 39 00 12 /03 43 39 04 02

ጨረታ መደብ