ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ሞተር 1HZ ሞዴል HZBSOL ZGNSSV ኮስተር መኪና ዝዓይነቱ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሐታት እተማልኡን ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 13, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

1 ናይ 2007 ዓ/ም ወይድማናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰንግፍቃድከቅርብዝክእልናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰቅድሚያይወሃቦ

2 ቫትተመዝገብቲምኻኑኖምናይቫትመረዳእታከቅርብዝክእል

3 ሕጋዊደረሰኝከቅርብዝክእል

4 ቲንቑፅሪተመዝጋቢምኻኑመረዳእታከቅርብዝክእል

5 ተጫራታይሳዓራይምኻኑምስተነገሮአብዉሽጢ 3ተ ናይስራሕመዓልቲታትዉዕሊይአስር

7 እዚጨረታአበአየርዝፀንሐሉእዋንካብዕለት 10/03/08 ዓ/ም ኮይኑእዚጨረታ 20/03/08 ዓምሰዓት 4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30 ተጫረትቲወይሕጋዊወከለቶምአብዝተረኸብሉይኽፈትባዕሎምወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎምእቲጨረታካብምኽፋትዝእግዶነገርየለን

8 ናይጨረታመኽበሪቢድቦርድካብጠቅላላዋጋ 5% ብCPOከትሕዝዝኽእል

9 ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ 30 ብርብምኽፋልካብዕደጋክፍሊምዉሳድይከኣል

10 ኮሌጅናዝሐሸመማረፂእንተረኺቡእዚጨረታብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

11 ተጫረቲአብዝመልኦወጋሰዓራይምኻኖምምስተነገሩአታዊእንተዘይገሮምዘትሐዝዎ /CPO/ ናብሚለንየምኮሌጅአታዊይኸዉን

ንዝበለፀሐበሬታብቑ / ስልኪ 0344419789/410465/406144 ደዊልካምሕታትይካኣል

ጨረታ መደብ

s